ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ። እቶም ኣኼባታት፥ ትካል ዞባታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካን መበል ሓምሻይ ሲምፖዚየም ኢኮኖሚ ሕብረት ኣፍሪካን ኢዮም። ኣብቲ ሲምፖዚየም ዓውዲ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሰራሕተኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ሽፈራው ካብ ወላዲቱ ወ/ሮ ፅጌ ሽፈራን ወላዲኡ ኣይተ ታደለ ጉልማን ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ዳዎ ጣቢያ ኡልማ ቡሳ 14 ጥቅምቲ 1975…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም-ኢትዮ ቴሌኮም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም ክብል ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ቴሌቪዥን ፋና ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ክሰርሕ ኢዩ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ካብ 9 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ስልጠና ከምዝወሃቡ ተሓቢሩ። ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ምጅማሩ ዝጠመተ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ። እቲ ክልላዊ ኮሚቴ ሸውዓተ ኣባላት ዝሓቖፈ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ዝተፈላለዩ መሓዉራት ብዝተወደበ መገዲ ዝፍፀም ገበን ግዕዚይና ብምክልኻል ናብ ሕጊ በምቕራብ ተሓተት ንክኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ቀዳማይ ሪፎርም ዝተረኸቡ እወንታዊ ተመክሮታት ብምጥንኻር ዝተርኣዩ ማሕልኻታት ምፍታሕ ኣብ ዘኽእል መገዲ ይዳሎ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንሓወይን መሓዛየን ልኡል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ፥ ምግቢ፣ መድሓኒትን ንሕፅበት ኩላሊት ዘገልግሉ መሳርሒታት ሕክምናን ብምፅዓን መቀለ ከምዝኣተዋ ኢዩ ተሓቢሩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲየን Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲየን። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ሓበራዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝነበረ ግዜኢ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…