ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናቀ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ቢቢሲ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽበር ዘሎ በዓል ከምዝበሎ፥ ብፍላይ ኣብ ላሊበላ ቅድስት ማሪያም ቤተክርስቲያን ብካህናት ዝተመርሐ ሃይማኖታዊ ስርዓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።ሠ Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፅኡ ኣረጋዊያን፣ ጉድኣት ኣካልን ኣብ ጎደና ዝመሓደሩን ወገናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ካፋላት ኢትዮጵያ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ Desta Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓማውቲ ሃገሮምን ህዝቦምን ብጅግንነት ንዘገልገሉ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ። ከይዲ እቲ ህንፀት በቲ በዓል ዕድልን ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ምክትል ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኢንጅነር ጌቱ ግዛውን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…
ጥዕና ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ። ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሚሲዮን ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድግመ ህንፀት ትግራይ ኩሉ ትግራዋይ ክረባበርብ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድግመ ህንፀት ክልል ትግራይ እጃም ኩሉ ትግራዋይ ዕዙዝ ብምዃኑ ኩሉ ትግራዋይ በቢዘላቶ ዓቕሚ ክረባበርብ ከምዝግባእሉ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ሕግን ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ገሊፆም። ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ህዝቢ ትግራይ ወረ ኵናትን ድምፂ ጥይት…
ስፓርት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት…