Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን።…

ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ  ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም። ዶክተር በለጠ፥…

ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ  ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ብዝምልከት ምስ ሚነስቴር ግብርናን ዕደናን ዘቲዩ። ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ምስ ሚኒስትር ገብርና ዑመር ሁሴን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም። ኣይተ ደመቀ ካርቱም እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሱዳንን ሓለፍቲ ስራሕ ኢጋድን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ…

ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅግጅጋ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀኽት ኣብ ሓሙሽተ ክልልት ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ መጀመሪ እቲ መርሃግብሪ ሚኒስትር ግብርና ዑመር ሁሴን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ…

ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደገፍ ገይራ። ብመሰረት እዚ ሓሙሽተ ኮሮላ ክሮስ ፓትሮል ተሽከርከርቲ፣ ጥይት ምክልኻል ዘኽእል ሓንቲ ተሽከርካሪት፣ ዲጂታል  መሳርሒታት ፎረንሲክ ላብራቶሪን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ ተግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣባል እቲ ኮሚሽን  ኮሚሽነር ዮናስ ኣዳዬ፥ እቲ…

ኣይተ ደመቀ፥ ኢስዋቲኒ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ንዘርኣየቶ ሚዛናዊ ቅዋም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ  ኢስዋቲኒ ዝኾና ቱሊሲል ድላድላ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኢትዮጵያን ኢስዋቲኒን ተላዚቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ…