ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ኣብ ዝተፈላለዩ ስትራቴጂያዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ናይ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣድማሱ ዳምጠውን ናይ…