Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 14 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኢዮም ተታሒዞም። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኡመር ሁሴን ኦባ ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ቡሳ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሳቦ ኣምባሳደር ማህሌት ኃይሉ ጓዴ ኣምባሳደር ሰኢድ መሐመድ ጅብሪል…

ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ናይቲ ኢንስቲትዩት ዋና ዳይሬክተር ኢንጅነር ወርቁ ጋቸና፥ እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ትካላት ዘለዎም ዓቕሚ…

ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ። ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ። እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት…

30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ኩሎም ክፋላት እዛ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ መንግስቲ ሸርፊ ወፃኢ ደገፍ ዝቐረበ 30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ነሕብረተሰብ ይከፋፈል ከመዘሎ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በዓል ልደትን ጥምቀትን ዝፍጠሩ ሰብ ስራሕ ናይ ኣቕርቦት ሕፅረትን ናይ…

ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ጉጅለ ምጥያሹ ነድንቕ ኢና- ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ናይ ኣፍሪካ ሕብረት ጉጅለ ምጥያሹ ኣሜሪካ ከምእተድንቕ ናይ ኣሜሪካ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣሜሪካ ብፌዴራል መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ተግባራዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ። ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ…

እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ሰለስተ ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ብመሰረት እቲ ስምምዕ ሰላም ኣፈፃፅማ ስቪልን ወተሃደራዊ ስምምዕን ክከታተል ኢዩ ተባሂሉ።…

ብራዚላዊ ውሩይ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ኣብ 82 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ፔለ፡ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ዓሪፉ። ፔለ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዝፀንሓሎም 21 ዓመታት ኣብ 1368 ፀወታታት 1 ሺሕን 281 ሸቶታት ኣመዝጊቡ'ዩ። ንሃገሩ ብራዚል ወኪሉ ኣብ ዘካየዶ 92 ግጥማት ድማ 77 ሸቶታት…

ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ፀረ ታንኪ ውዕል ኣፅዲቑ። እቲ ስምምዕነት ናይ ታይዋን ዘርፈ ብዙሕ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምጉልባት ዓብዪ ግደ ከምዘበርከት ተገሊፁ። እቲ ውዕል ኣብ መነጎ…