Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም። እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብቲ ዘተ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ውሱንነታትን ዘተ ተገይሩ። ኣብ ኣክሱምን ዓድዋን ከተማታት ይግበሩ ኣብ ዘለዉ ዘተታት ናይ ፌዴራል መንግስቲ ናብተን ከተማታት ምስ…

ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ካብ ቱሪዝም ዝረኽብዎ ዝነበሩ ኣታዊ ብምቁራፁ ኣብ ናብረኦም ልዑል ፀገም ከምዝፈጠረሎም እቶም ነበርቲ ንፋና…

ኣብ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ተዛሪቦም። ኣብታ ከተማን ዙርያኣን ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝግበር ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ኣቕርቦት ኣብ እዋን ኲናት ዝተፈጠረ ፀገም ዘቃልል…

ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ናብ መቐለ ዝኸደ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣረጋጊፁ። እቲ ልኡኽ ምስ ህወሓት ኣመራርሓን ነበርቲ መቐለን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ኣብ ኩሉ…

መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ ምግባር ምኽኣሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ መግባር ምኽኣሉ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስቴር ገሊፁ። ኣብ 11 ከተማታት ብዝተተግበረ ቀዳማይ ዙር ናይ ለምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮጀክት መውዓሊኦምን…

ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም። ናይ ትግራይ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለዩ ጊዘታት ካብ ዝተገበሩ ኲናታት ዘትረፎ ኪሳራ ጥራሕ ምዃኑ ብምርዳእ እዚ ኩነታት ክድገም…

ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ትልሚ ናይ ጥዕና ሚኒስቴርን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ…

ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ከምዝኾነ ብሄራዊ ናይ ሓደጋ ስራሕ ስግኣት ኣመራርሓ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሕዎ…

ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ገምጋም ኣብ ከተማ ዲላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ደቡብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ናይ ብልፅግና ፓርቲ ደቡብ ክልል…