ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ- ለሊሴ ነሜ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ ክብላ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨሰትመነት ለሊሴ ነሜ ገሊፀን።
ረቂቕ ኣዋጅ ዞባ ፍሉይ ኢኮኖሚ እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ…