ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ። እቲ ሃገር ለኸ ጉጅለ ካብ ኣካላት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ኣለዉ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ከምዘለዉ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ ኣፍሊጠን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ፣ ሓደ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋ 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ሚኒሶታ ድሬ ኬር ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከብ ሆስፒታል ፈረንሳይን 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብሩ ተወለድቲን ፈተውቲን ዝገበርዎ ከምዝኾነ ኣብ ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት ቢሮ ብምትሕብባር ኢዮም እቶም ፍልሰተኛታት ክምለሱ ገይሩ ተባሂሉ። ካብ መንጎ እቶም ዝተመለሱ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዙሓት ኩባኒያት ወፃእን ውሽጢ ዓዲን ብምእታው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንሰን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንስን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን። ካብ መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ኣኽሱም ዝረኽባ ኣብ ወረዳ ዓዴትን ከባቢኡን ዝርከባ እተን ከተማታት ዐሎሚ መዓልቲ ኢየን ኣገለግሎት ረኺበን ተባሂሉ። ካብ መከፋፈሊ…
ጥዕና መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ጥዕና ሰርጥ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲቱ Desta Dec 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ሚኒስቴር ሰላም ሓቲቱ። “ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ ፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ምርምርን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ–ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ Desta Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ ክብሉ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ሱሌይማን ደደፎ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወፃኢ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በጀት መንግስቲ ፌዴራል ኣሜሪካ 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ተሓቲቱ Desta Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ በጀት እታ ሃገር 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ረቂቕ ኣቕሪቦም። እቲ ናብ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝቐረበ ሕቶ በጀት ምስ ዝሓለፈ ዓመት አንትነፃፀር ኣዝዩ ብዙሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተሓተተ…