ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ከተማ መተማ የውሃንስ ብምርኻብ እቲ ቀጣና ናይ ሰላምን ልምዓትን ኮሪደር ንምግባርን…