ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ። ኤምባሲ ሩሲያ፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዱ። እቲ ስምምዕነት ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ነምፅጋን ዘኽእል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “የሌማት ትሩፋት'' ዝተብሃለ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ንቐፀሊ 4 ዓመት ዝትግበር እንትኸውን፥ ቀንዲ ሸትኡ ናይ እንስሳት ፍሪያት ንምዕባይ ናይ ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርክ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ትማሊ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ። ናይታ ሃገር ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ከምዘሐጎሶ ገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ዘላቒ ንክኸውን ተስፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣብ ኣርባመንጭ ከተማ ኣብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጦርነት ናይ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሀዝቢ ጋሞ ብጠንካራ ባህሊ ስራሕ ኣቢሉ ልምላመ ናብ ትውልዲ ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር ተዛቲየን Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር አላሳኔ ኦታራ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኮቲዲቯርን ብዝተፋለዩ ዘፈራት ዘሎ ምትሕብባር ኣፍልጦ ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋኪ ማህማት ኣፍሊጦም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም ጎንፂ ደው ናይ ምባል ዘተ ሰላም ንዝተፈራረሙ ወገናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ-ኣንቶኒ ብሊንከን Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም መንግስቲን ህወሓትን ብዓወት ምዝዛሙ ንኢዶም። ኣንቶኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብቲ ዘተ ሰላም ንዝተሳተፉ ክልቲኦም ኣካላት አመስጊኖም። ሰላም ንምንጋስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ኢትዮጵያን ሰላምን ዓወት ረኺቦም-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተሰየመ ልኡኽ ኣባል ዝኾኑ ኣምባሳደር ሬድዋን "ንኩሉኩም ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡ ኣተሓሒዞም እውን “ ኣነ ክገልፆ ዘይኽእል ደስታ ተሰምዒኒ እዩ"ክብሉ ኣብ…