ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ንሰብኣዊ ደገፍ ዝቐርብ ነዳዲ ብዘይምትእጉጓል ተበፃሒ…