ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም-ኢትዮ ቴሌኮም
ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም ክብል ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ቴሌቪዥን ፋና ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ…