ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተተሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን 143 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪታት ግብርና ንምዕባለ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ከምዘለዎም ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ዝተዋደደ ፍርያት ግብርና ይርጋለም መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ንኣልማዕቲ ሰብ ሃብቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ብልምዓት ዝጠንከረት ሃገር ብምፍጣር…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ፁማቕ ማንጎ ተመሪቑ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤ ስኩየር ኤ" ተባሂሉ ዝተጣየሸ "ስላይስ" ፋብሪካ ፁሟቕ ማንጎ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብ መዕልቲ 112 ሺሕ ሊትሮ ኣብ ዓመት ድማ 33 ሚሊየንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ደጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም። እቶም ሓረስቶት ብትራክተር ዝሓርሱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ዞባ ብናይ ሓጋይ መስኖ 200 ሺሕ ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ብ1927 ዓ.ም ከምዝተመሰረተ ዝዝረበሉን ብርክት ዝበሉ ህቡባት ከየንቲ ዘፍረየ “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዳላውነት ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መአከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝምን ፍልስፍን ንሓድሽ ወለዶ ኣፍሪካ ምፍላጥን ሕብረት ምጥንኻርን ዝዕላምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ-መንግስቲ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። በምዕራባዊያን ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንዝሑ ናይ ሓሰን…
ቢዝነስ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ…