ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፅሩይ መስተ ማይ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ንዝርከቡ ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል ጣቢያታት መፃረዪ ማይ ፅገና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኒጀር ኣብ ዝተሳለጠ መበል 17 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውሕመ ኣፍሊጡ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሓዙት ኣካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። “ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ብሩህ ንምግባርን ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅን ኣብ መናእሰይ ክስርሑ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኒጀር ይካየድ ምስ ዘሎ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን። እቶም ፍሪያታት መድሓኒት ካብ መኽዘን ክሳብ ምክፍፋል ዘለዎም ኩነታት ተዓዚበን። ዶክተር ሊያ፥ እቶም መድሓኒታት ፅርየቶም…
ስፓርት ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Desta Nov 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…