ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን።
ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1…