ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ንቐለብ ዕጡቓቱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ። ካብ ገብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅኡ ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ድሕነነት ህዝቢ ብምሕላውን እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ነዕላማ ኲናት ከውዕሎ ዝነበረ ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢሎን መስክ ዕድጊት ትዊተር ብ44 ቢልዮን ዶላር ፈፂሙ Desta Oct 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኢሎን መስክ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ከምዝዓደጐ ተገሊፁ። ላዕለዋይ ሓላፊ ትዊተር ፓራግ ኣግራዋል ዝርከቦም ብዙሓት ሓለፍቲ ትዊተር ካብ ስራሕ ከምዝተሰጐጕ’ውን ይሕበር ኣሎ። ኢሎን መስክ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዝነበረ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ተዛዚሙ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ብቐዳማይ ሚኒስትር ፍልፍል ሓሳብ ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝሳለጥ እቲ ጉባኤ፥ ሓሳብ ፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም። ብልሙድ "15 ሜዳ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ማእኸል ስፖረት ቅድመ ሐዚ ንምንቅስቓስ ስፖርት ምቹእ ከምዘይነበረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ። ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ልኡኽ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ክጅምር ኢዩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ኣካያዲት ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል ነፃነት ተስፋዬ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ንምጅማር ዘኽእል ረቂቕ ውዕል ተዳሊዩ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝውዕል 45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝውዕል 45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ፥ 550 ማይክሮስኮፕን ካልኦት ናውቲታትን ዝሓዘ እንትኸውን፥ ናይ ኣሜሪካ ዓለም ለኸ ተራድኦ ድርጅትን ኣይካፕ ኢትዮጵያን ዝገበርዎ…
ቢዝነስ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ…