ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ጥዕና፣ ሰብ ሞያ ውድብ ጥዕና ዓለምን በቢብርኩ ዘሎዉ ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ግሎባል ፎረም ስምምዕነት ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ኢየን እቲ ዘተ ኣካይደን። ምስ ከንቲባ ከሪዮ ዴጄኔሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተገይሩ Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናትን ንዝዓነዉ ትካላትን ዝውዕል ከምዘኾነ…
ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝርከብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን። እቲ ትካል ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎት ብሰብ ሞያ መብርሂ ተዋሂቡወን። እቲ ጣቢያ ጥዕና ምጣነ ሰድራ ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ድማ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ተዛቲዮም Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ቪኪ ፎርድ ኣብ ኣሜሪካ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለን ሚኒስትር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝን ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ምውፅኣ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ኣብሪሆም። ብኣሽሓት ዝቑፀራ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣልቦ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ድሕንነት መረብ ኢንፎርሞሽን ኣፍሊጡ።። ትካላት ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ኣብ ዘጋጠመን እዋን ብ933 ናፃ መስመር ስልኪ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ ተዓዊታ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ መበል ሻምናይ ስምምዕነት ግሎባል ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ሚላን ዘላቒ ኣመጋግባን ስነ ምግብን ዓውዲ ተዓዊታ። ኣዲስ ኣበባ እቲ ሽልማት፥ ብብርኪ ዓለም ምስ 133 ከተማታት ተወዳዲራ ከምዝረኸበቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ትሳተፍ ኣላ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ይሳተፍ ኣሎ። ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ትሕብብረን ንምጥንኻር ዘኽአል ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) 18 ክሳብ 19 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብቐንዱ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ትሕዝቶ መሬት ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪን መሬት ፌዴራል ኣፍሊጡ። "ኢንቨስት ኦሪጅንስ" ዝተብሃለ…