ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ Desta Nov 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ “ጠንካራ ስርዓተ ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ተምህርቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን – ዶክተር ለገሰ ቱሉ Desta Nov 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን ከብሉ ሚኒስቴር ኣገልግሎት መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Desta Nov 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መነግስቲ ምስ ዓለም ለከ ትካላት ብምዃን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ፈላማይ ዙር፥ እቲ ሚኒስቴር ምስ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም Desta Nov 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም። ግዕዝይና ሃገር ዝበልዕ ነቀዝ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ልምዓት ሃገር ኣዕፅምቱ ክሳብ መግሃፅ አንተበፂሑ ናብ ሓደገኛ ለበዳ ተሰጋጊሩ ኣሎ ማለት ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን። እተን ተሽከርከርቲ ናይ ህፁፅ እዋንን ቀዳማይ ሬዲኤት ሕክምናን ንምሃብ ዘኽእሉ ናውቲታት ሒዘን ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒታት ህፁፅ ረድኤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምክልኻል ለውጢ ክሌማን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፀል ገሊፃ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ኖርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴይን ክሪስቴንሰን ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተገሊፁ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያእተተኣናግዶ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምኻን ጋዜጣዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣማራፅታት ኣቕርቦት መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብምዝርጋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ወተሃደራዊ “ኣታሼታት” ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ተዋሂቡ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ወተሃደራዊ “ኣታሼታት” ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ መብርሂ ዝሃቡ ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ማሕበረሰብ ዓለም ፈተና ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ማሕበረሰብ ዓለም ፈተና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኩነታት ዝቕባበ ዋጋ ይቕነስ ኣሎ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እዚ ድማ ብዝተወሰደ ስጉምቲ…