Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ እቶም ኩባኒያታት ዘጋጥምዎም ዘለዎ ፀገማትን ኣብ ፖሊስን ሕግን መነግስቲ ብዛዕባ ዝህልዎም ሕቶታትን ምላሽ ኣብ ምሃብ ዝጠመተ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ፍልይቲ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኔት ዌበር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪንእትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኣብ ኣፍሪካ ቢሪግት ፒከል ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዛዕባ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላምን ሽርክና ልምዓት እተን ሃገራትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ትሑት ናብራ ነዝነብሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሱዛን ማንዶንግ  ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ጉዳያት ስነ ህዝብን ልምዓትን ዝነበረ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ንቐፃሊ ብሓባር ክስርሑ ኣብ…

300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል 300 ቶን ስርናይ፣ ዓተርን ዘይቲ ኣትክልቲን ኣብ ኣላማጣ ይራገፍ ከምዘሎ ኢዩ ገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ ናውቲ እውን ን67 ሺሕ ሰባት ከምዝባፃሕ ሓቢሩ። …

ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን3ተ ዓሰርተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተመሓየሸ ረቒቕ ፖሊሲ ኢነርጂ፤ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ ዘትዩ። ሚኒስትር ማይን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየን ብወግዒ ኣጀሚረንኡ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ንዕውትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ትካላት ፋይናንሰን ልምዓት መንግስቲን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ታዬ፥ ሰላም…

ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ። እቲ ግሩፕ፥ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ኣተሓባበርቲ ክላስተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ…