ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባብዌ ራሺድ ሞሐመድ ምስ ናይ ዚምባብዌ ናይ ትራንስፖርትን መሰረተ ልማትን ሚኒስትር ፀሓፊ ቴዎዲየስ ቺንያንጋ …