ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ። ናይቲ ሙዚየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓላት ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ኣብ ዝተገበሩ በዓላት ዳመራን ኢሬቻን ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ተማሪኾም Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣዛዚ ቀጠና ደቡብ ሓዊሱ 138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ተማሪኾም። እቲ ጉጅለ ንረብሓ ህዝቢ ሰርሕ ኣለኹ ካብ ዝብል መደናገሪ ሓሳቡ ብተፃራሪ ደው ዝበለን ስቓይ ህዝቢ ዘናውሕን ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታት ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ። እቲ ኣፍልጦ፥ መዓርግ፣ ሹመትን ሽልማትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ። እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ እቲ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም “ሴናተር ጂም ኢንሆፈናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም” ኢሎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ። ጎደናታት እታ ከተማ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳት ብዝማዕረጉ ኣጋይሽን ዝተፈላለዩ ዜማታት ብዘስምዑ መናእሰይን ማዕሪጎም ኣለዉ። እቲ…