Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ ኣብ ኣደባባያት እታ ከተማ ብምውፃእ ነቲ ገብረ ራዕዲ ዘውግዙ መልእኽቲታት በምስማዕ ተቓውሞኦም…

ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ከቲሙ። ሚኒስተር ግብርና ኡመር ሁሴንን ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ብ11 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣዳነ ተ/ጊዮርግስ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ብምሕላው ነክዛዘሙ ደገፍን ክትትል ከምዝተገበረ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ፥ ኣብተን ከተማታት ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ፣ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ሓረስቶትን ሜልባ ትካል ሕትመትን…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ህዝቢ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ። “ዝተዋደደ ድሕንነት ሳይበር ንሃገር ሉእላውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል እንትኽበር ዝፀንሐ እቲ መድሃግብሪ ኣብ ሳይበር ሙዚየም ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈጉባኤ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥቁር ኣንበሳ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ኣብቲ ምረቓ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ገዛኢ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፣ ፕሬዚዳንት እታ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ካልኦት…

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም። ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዘሎ ተግባር ከምዝድግፉ ገሊፆም።…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ብኩታ ገጠም እናለምዐ ዘሎ ዝራእቲ ስራናይ ዑደት እናገበሩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ኣብ ናይ ሎሚ ኣዝመራ ቀውዒ ብኩታ ገጠም ሜላ ኣተሓራርሳ እናለምዐ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ዑደት እናገበሩ እዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር…

ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን  ጉምሩክ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዝተገበረ ክትትል  ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተተሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን 143 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…

ኢንዱስትሪታት ግብርና ንምዕባለ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ከምዘለዎም ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ዝተዋደደ ፍርያት ግብርና ይርጋለም መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ንኣልማዕቲ ሰብ ሃብቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ብልምዓት ዝጠንከረት ሃገር ብምፍጣር…