መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኤምባሲ ኣሜሪካ፣ ኔዘርላንድስን ፈረንሳይን ሎሚ ዓመት ንዝኽበር ዘሎ ኢሬቻ በዓል ኢዮም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…