ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን። ወ/ሮ ሚስራ፥ ሰራዊት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ሆቴል ኢሊሊ ተሳሊጡ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሊሊ ሆቴል ተሳሊጡ። እቲ ማሕበር ታሪኽ ህዝቢ ኦሮሞ፣ ባህሊ፣ ቋንቋን ስርዓት ገዳን ብዑምቀት ብምምርማር እቲ ህዝቢ ባህሉ ንክፈልጥ ንምግባር ዝተጣየሸ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ። እቲ ካብ መንበሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝካየድ ዘሎ ስነስርዓት፥ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብሰብ መዚ መንግስቲ፣ ወሳርሕቱ፣ መላእ ቤተሰቡ ኣብ ዝተረኸብሉ ምስንባት ኣስከሬን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ ክፍፀም ኢዩ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ። እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሰዓት 10 ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ቤተ ክርስቲያን ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡ ካብ መንበሪ ገዝኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም። እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ…
ጥዕና ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ። እቲ…