ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ጋዜጠኛታት ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፥ እቶም ፕሮጀክቲታት ህዝቢ ንክሪኦም ብምግባር ግድኡ ንክዋፃእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ-ላውረንስ ፍሪማን Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ ክብሉ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ላውረንስ ፍሪማን ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዉት ፖሊሲን ዓቕሚ ምልማዕን ዝብገስ ምስ ውሱናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Oct 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ንምስታፍ ኢዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ልዕሊ 5 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ምስ 25 ተሓባበርቱ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ ዕቱብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኢዩ-ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኮይኑ ረኺብናዮ ክብሉ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛረቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይበፅሖ ብዘሎ ውቅዒት ከምዝተበታተነ ኢዶም ንሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ። ምስ ቢሮ ትካል ፈልሰተኛታት ብምትሕብባር ከምዝመለሶም ድማ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እተን ርብዒ ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። እዋናዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ልዕሊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ ነግብረ ራ”ዕዲ ይድግፉ ኢዮም ዝበለቶም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሁሴን አሚር አብዱላሂያን፥ እቲ ማዕቐብ ዝተነበረሎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ግብረራዕዲነትን ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ፥ እቲ ትካል እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ዑደት ገይሮም Desta Oct 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ፣ ጣፍን ስርናይን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ መብራህቱ መለሰ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ Desta Oct 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቶም ልኻት ቫይተንስ ኢቪደስ ዝተብሃለ ፋውንዴሽን ብመሰረት ዝገበረሎም እንግዶት እቲ ዑደት ከምዝገበሩ ተሓቢሩ። ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስቲ ፋውንዴሽን ኣብ ዓውዲ…