ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን፣ ዘይሕጋዊነት…