Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናትን ንዝዓነዉ ትካላትን ዝውዕል ከምዘኾነ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝርከብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን። እቲ ትካል ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎት ብሰብ ሞያ መብርሂ ተዋሂቡወን። እቲ ጣቢያ ጥዕና ምጣነ ሰድራ ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ድማ ተገሊፁ።…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ቪኪ ፎርድ ኣብ ኣሜሪካ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።…

ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለን ሚኒስትር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝን ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ምውፅኣ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ኣብሪሆም። ብኣሽሓት ዝቑፀራ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣልቦ ስራሕ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ድሕንነት መረብ ኢንፎርሞሽን ኣፍሊጡ።። ትካላት ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ኣብ ዘጋጠመን እዋን ብ933 ናፃ መስመር ስልኪ ነቲ…

ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ መበል ሻምናይ ስምምዕነት ግሎባል ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ሚላን ዘላቒ ኣመጋግባን ስነ ምግብን ዓውዲ ተዓዊታ። ኣዲስ ኣበባ እቲ ሽልማት፥ ብብርኪ ዓለም ምስ 133 ከተማታት ተወዳዲራ ከምዝረኸበቶ…

ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ይሳተፍ ኣሎ። ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ትሕብብረን ንምጥንኻር ዘኽአል ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር…

ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) 18 ክሳብ 19 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብቐንዱ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ትሕዝቶ መሬት ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪን መሬት ፌዴራል ኣፍሊጡ። "ኢንቨስት ኦሪጅንስ" ዝተብሃለ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት ምትግባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት(Cloud based Contact center Solution)  ምትግባሩ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ማእኸል ንዓማዊል ዝሓሸ ኣገለግሎት ዝወሃበሉ ኢዩ ኢለን።…