Fana: At a Speed of Life!

ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው  ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ኳታር ስቲዲዮ…

እስራኤል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዶም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እሰራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ…

ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሔለን ደበበ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር…

ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ሙሉቀን ተሰማ፥ 40 ሜጋ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍሉ 16 ተርባይናት ንፋስ ስራሕቲ ተፍቲሽን ፈተነን ብምዝዛም ኢዩ ምስቲ ማእኸል ተራኺቡ…

ጆ ባይደን ቻይና መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ሃገሮም ንታይዋን ከምእትከላኸለላ ደጊሞም ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ብቻይና "ዘይተሓሰበ መጥቃዕቲ" እንተተፈፂሙ ሃገሮም ንታይዋን ክትከላኸለላ ምዃና ደጊሞም ኣረጋጊፆም። ባይደን ምስ ሲቢኤስ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፥ ሓይልታት ኣሜሪካ ንታይዋን ክከላኸሉ እዮም ማለት ድዩ ተባሂሎም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ትምህርቲ ኢዩ ተኻይዱ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት…

ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ  ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም። ግብፂ…

ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ቱሪዝም ዓለም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 13 ክሳብ 15 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ከተማ ኣሶሳ ክኽበር እዩ። ብብርኪ ዓለም ለኸ ንመበል 35 ዝኽበር መዓልቲ ቱሪዝም “ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ንቱሪዝም” ብዝብል መራሒ ሓሳብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ሽርሒ ዕዳጋ ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ዘኽእል ምርግጋእ ዕዳጋን ሽርሒ ዕዳጋን ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ። ግብረ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር ሽርሒ ኢኮኖሚ፣ ናህሪ ዋጋን ቀረብ ዕዳጋን ኣድሂቡ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገምጊሙ። በዚ ድማ ኣብ ሓድሽ…