Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ብዛዕባ ተጠቃምነት ነፃ ዕዳጋ ኣጎዋ ዘትዮም። ኮርፖሬት ካውንስል ፎር ኣፍሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪካ ዘተኮረ ፎረም ንግዲ እንትኸውን፥ ቀንዲ ትኹረት እቲ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ዕድል…

ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ብኣግባቡ ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ሓቲቶም፡፡ መድረኽ ዘተ ኣውፃእቲ ሕጊ ሃገር ለኸ፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ምግባር ምስ ዝርከባ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ኣድሂበን ተመያይጠን። ኣብ ምይይጠን ዓይነ-ስውርነት ኣብ ምጥፋእ፤ ኣብ እዋን ኲናት ዝበፅሑ…

ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም። ሌተናል ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌደራል ኣብይ ኣሕመድ…

ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ባህርዳር ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኬኒያ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ተዛቲዮም። ሃምዛ ኣብዲ ኣብ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ምክትል…

ኣየርላንድ  ሉዓላዊነት ኢትዮጵያ ካብ ዝትንክፉ ተግባራት ንክትቁጠብ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ  ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሕብረት ኣውሮፓን ብምጥቃም ትፍፅሞ ካብ ዘላ ሉዓላዊነት ኢትዮጵያ ካብ ዝትንክፉ ተግባራታ ንክትቁጠብ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ  ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ብሚኒስትር ዴኤታ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ሙሳ ኣሕመድ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ሕውነት…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ደገፍ ሓለላፊት ፋይናንስ እታ ከተማ ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን። ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ÷ ሰራዊት ሰዓራይ…