Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕ ንዝኾነ ግድብ ህዳሰ ደገፎም ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕን ሓበራዊ ሃፍትን ኩላትና ንዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም። ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ከይዲን እዋናዊ ኩነታተን እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምኒ ኩርናዕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድን…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል  ተሸለሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ኣገልግሎት ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል  ተሸለሙ። ኣብ አፍሪካ እቲ ዝዓበየ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር ኣቕራቢ ጉጅለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ ሽልማት  ኣብ ለንድን ኣብ ዝተኻደ ስነ-ስርዓት ተቐቢሎም።…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብጥዕናን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 476 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብመጀመርያ ድግሪ 308 ተምሃሮን ኣብ ድህረ ምረቓ ድማ  168 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ፡፡ ካብቶም ተመረቕቲ  እቶም  ኣርባዕተ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባብታት ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኾም ኣብ ዝኣተዉሎም ከባብታት ሰሜን ወሎ ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም፡፡ ካብ ወረዳ ቆቦ ቀበሌ ወርቄ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ መርሳ ተመዛቢሎም…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መፃሕፍቲ ሓድሽ  ስርዓተ-ትምህርቲ ንዘሰናድኡ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብመሰረት ሓድሽ ስርዓተ-ትምህርቲ መጀመሪን መምሀሪን መፃሕፍቲ ንዘዳለዉ ኣካላት መርሃ -ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲን ኣብቲ መፅሓፍ ምድላው ዝተሰሳተፉ…

ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን…

ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፣ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት…

ሚኒስትር ገንዘብን ዕደናን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ዮኒስ ዓሊ ጉዲ ተዛቲዮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ዕደና ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ጉዳያት ምልዛቦም ኣብ ማሕበራዊ…

መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ዝህሉ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምግብና እቲ ምምሕዳር ኣንቺነሽ ተስፋዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…