ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ንምክያድ ናብታ ከተማ ምምርሖም ተገሊፁ። ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን። 110 ሚሊየን ብር ብጥረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ እቲ ዩንቨርስቲ ምስ ስራሕቲ ኣካዳሚ ጎኒ ንጎኒ ካምፓሳት ብተኽሊታት ንምውቃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ተዓዚቦም። ስለዝኾነ እቲ ዩንቨርስቲ ዝጀመሩ ተግባር ተጣነኺሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዘቲዮም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ጂሌስ ካርቦኔር ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ባህግዳር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ጎኒ ንጎኒ ኢዩ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ ተገምጊሙ Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ኣይተ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝተረኸብሉኣፈፃፅማ ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ተገምጊሙ። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብቲ ገምጋም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ክልል ፈጠራ ስራሕ ብምዕባይ ሂወት ዜጋታት ንምምሕያሽ ይስራሕ ምህላዉ አይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከቡ መደባት ፈጠራ ስራሕ ምስ ዓውዲታት ልምዓት ሃብቲ እንስሳን ልምዓት ሕርሻን ብምውህሃድ ከምዝትግበሩ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። "ሓድሽ ሓሳብ ንዘላቒ ጉዕዞ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም። እቲ ዘተ አብ ከልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ጎኒ ንጎኒ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርትዕቲ ኣፍሪካ ምህናፅ ንረብሓ ሃገር ቦቆል ኣፍሪካዊ መፍትሒ ኣገዳሲ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብርትዕቲ ኣፍሪካ ምህናፅ ህፁፅ ኩነታት ንምፅዋር ጥራይ ዘይኮነስ ብትኹረት ምትላምን ሃገር ቦቆል ኣፍሪካዊ መፍትሓት ንምድላው ምዃኑ ኣፍሊጦም። ኣብ ጉዳያት ሰላም፣ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ዝዝቲ ጣና ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው ትካላት ማይ መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝተገበረ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ኣስታት 1 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዝግመቱ ትካላት ማይ ኣፃዳፊ ፅገና ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ መሊስካ ምጥያሽ ውፅኢት ምምፃኡ ተገሊፁ፡፡ ቢሮ ማይን ኢነርጂን እቲ ክልል በጀት ዓመት 2015 ትልሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪዩር ኢትዮጵያ ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ Desta Oct 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪዩር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ጉድኣት ኣካልን ሕማምን ንዘለዎም ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ፡፡ ኪዩር ኢትዮጵያ ትማሊ ን46 ጉድኣት ኣካል ህፃናትን መናእሰይን ዘመናዊ ሰብ ሰራሕ ኣካል ድጋፍ ገይሩ።…