ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ፈታኒ ኣብ ዝኾነ…