Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት…

ኣብ በዓላት ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ኣብ ዝተገበሩ በዓላት ዳመራን ኢሬቻን ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን  …

138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ተማሪኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣዛዚ ቀጠና ደቡብ ሓዊሱ 138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ተማሪኾም። እቲ ጉጅለ ንረብሓ ህዝቢ ሰርሕ ኣለኹ ካብ ዝብል መደናገሪ ሓሳቡ ብተፃራሪ ደው ዝበለን ስቓይ ህዝቢ ዘናውሕን ግብረ ራዕዲ…

ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታት ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ። እቲ ኣፍልጦ፥ መዓርግ፣ ሹመትን ሽልማትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ። እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ…

ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካብ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ እቲ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም “ሴናተር ጂም ኢንሆፈናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም” ኢሎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝኽበር  በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ። ጎደናታት እታ ከተማ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳት ብዝማዕረጉ ኣጋይሽን ዝተፈላለዩ ዜማታት ብዘስምዑ መናእሰይን ማዕሪጎም ኣለዉ። እቲ…

ስራሕቲ ልምዓት ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ይግባእ – ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ስራሕቲ ልምዓት ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ “ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ፣ ኣብ ሓሻብ ኣተሓሳስባ  ትርከብ” ዝበላ እተን…

ንሰላምን ፀፅታን ሃገርና ክንሰርሕ ኢና -ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። “እናተኸላኸለት ትለምዕ ዘላ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ…