ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፈፃሚ ጉዳይ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ኢዩ – ምሁራን Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሄራዊ ሓድነትን ረብሓን ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ዝወሃቦ ልኡኽ ዘፈፅም ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ማይ ኣባይ ተፈጥሮኣዊ መሰላ ከይትጥቀም ዝደልዩ ባዕዳውያን ሸሪኽ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ – መንግስቲ Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ" ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ:: ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ህወሓት ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ነፂጉ በቢኣንፈቱ ብዝለኮሶን ሎሚ መዓልቲ እውን እናስፋሕፈሖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቦታት ሃይማኖት እቲ ጉባኤ “ቅድመ ኩነት ሰላም፣ ሰላም ጥራሕ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ሓዱሽ ዓመትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Desta Aug 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ካብ 26 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፃ Desta Aug 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ደቡብ ሱዳን ሃገሮም ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ፥ ምስ ምክልትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሰዳን ታባን ዴንግ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ድሕንነት ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ዝኾኑ ቱት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን Desta Aug 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ-ተወለድቲ ትግራይ Desta Aug 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ ክብሉ ተወለድቲ ትግራይ ተዛሪቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ተጋሩ፥ ንትግራይ የውግን ኢየ ዝብል እቲ ጉጅለ ንሳልሳይ ግዘ ነህዝቢ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ-ፖለቲከኛታት Desta Aug 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ ክብሉ ፖለቲከኛታት ተዛሪቦም። እቶም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ፖለቲከኛታት፥ እቲ ተግባር ህወሓት ንዝውግነሉ ሀዝቢ እውን ዘለዎ ጭካነ ክሳብ…