ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሮሴቲ” ኩባኒያ ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015( ኤፍ ቢ ሲ) “ሮሴቲ” ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ ገመድ ኤሌክትሪክን ትራንስፎርመርን ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብሓባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኢዩ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ-ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንበዓል መስቀል እንኳ ኣብፀሐኩም ኢሎም። ኣብ መልእኽቶም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም ክብል ኣገልገሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ከርስትና እንኳዕ ንበዓል መስቀልን ዳመራን ኣብፀሐኩም ኢሉ። በዓል መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ ተግባር ዝተዋፈሩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ኣለዎም- ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ ተግባር ዝተዋፈሩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ኣለዎም ክብል ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዝተወሰኑ ኣካላት ብሽፋን ሕጋዊ ሓወላ ገንዘብ ናት ምትሕልላፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝጠመተ ትራንስፖርት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝጠመተ ትራንስፖርት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ “ኣብ ኤሌክትሪክ ዝተመስረተ ጥዕና ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ በዓል ዝሓለፈ ፈተና እነወግደሉን ንመፃኢ ተስፋ እንሰንቀሉን ይኹን ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Sep 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን፣ ዘይሕጋዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ Desta Sep 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ። ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ገሊፁ። ምክትል ሳጅን ምትሕብባር ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ሳጅን ቢላል ኣወል፥ እቲ ሓደጋ…
ጥዕና ንዋህዮታት መንሽሮ ዝቐትል ቫይረስ ምርካቡ ተስፋ ዝህብ’ዩ -ተመራመርቲ Desta Sep 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎዳእቲ ዋህዮታት ብቫይረስ ከምዝልከፉን ከምዝቕተሉን ብምግባር ዝተኻየደ ፈተነታት ሓድሽ ኣገባብ ሕክምና መንሽሮ (ካንሰር) ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ብሪታንያውያን ተመራመርቲ ገሊፆም። ኣብ ሓደ ሕሙም እቲ መንሽሮ ምሉእ ብምሉእ ክጠፍእ እንከሎ፥ ኣብ…