ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 26 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 26 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ እቶም ተመለስቲ እተን 153 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና 28 ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንተመለስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ንኢዳ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ብእወንታ ከምዝቕበል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ፅዕንቶ ልቓሕ ኢትዮጵያ ንምቅላል ዘቕረበቶ ናይ ልቓሕ ሽግሽግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ንምዝማን ዝወሃቡ ስልጠናታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም-ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝወሃቡ ስልጠናታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቦም። ሬር ኣድሚራል ክንዱ፥ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ሓይሊ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህወሓት ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ብምፅዓን ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ጥሒሱ ዝኣተወ ኣውሮፕላን ተወቒዑ ከምዝወደቐ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድኻም ኢትዮጵያ ዝደሊዩን ነዚ ንምዕዋት ንዘበናት ዝተንቀሳቐሱን ህወሓት ዝድግፉ ዘለዉ ታሪካዊ ፀላእቲ ንብረት ምዃኑ ዝእመነሉ ኣውሮፕላን ነቲ ግብረ ራዕዲ ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ፅዒኑ ብኣንፈት ሱዳን ብምሕላፍ ናይ ኣየር ክልልና ጥሒሱ እንትኣቱ ብጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ኩባኒያ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኦ ሲ ፒ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኦ ሲ ፒ ኣብ ኣፍሪካ መሓመድ ኣኑዋር ጀማሊ፥ እቲ ትካል ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ስርናይ ንምድጋፍ ብምሕሳብ እቲ ሓገዝ ከምዝገበረ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ሕቶታት ኣወዳድባ ንምምላስ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝተባባዕ እዩ -ኣይተ ርስቱ ይርዳ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት መንግስቲ ክልል ደቡብ ንሕቶታት ኣወዳድባ መልሲ ንምሃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ተዛሪቦም። ኣመራርሓታት ክልል ደቡብ መድረኽ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ በጀት ዓመትን ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰበታ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም። እቶም ዘይሕዳዊ መሳርሕታት መበገሲኦም ከተማ ጋምቤላ ምኻኑ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ሰበታ ምኽትል ዋና ምርግጋፅ ድሕንነት ከባቢ ኢንስፔክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ-መንግስቲ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ ክብል መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። ሕርሻ ናብ ግዙፍ ሜከናይዜሽን ምቕያር፣ ኢንዱስትሪው ምምዕባልን ዝሓሸ ውፅኢት ከመዝግቡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትካላት ፋይናንስ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽአል ፖሊሲ ከምዝተሰናድአ ምግላፆም ይዝከር። ኣብቲ ዛዕባ…