ቢዝነስ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ ተራኺቡ Desta Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ ተራኺቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ሙሉቀን ተሰማ፥ 40 ሜጋ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍሉ 16 ተርባይናት ንፋስ ስራሕቲ ተፍቲሽን ፈተነን ብምዝዛም ኢዩ ምስቲ ማእኸል ተራኺቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆ ባይደን ቻይና መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ሃገሮም ንታይዋን ከምእትከላኸለላ ደጊሞም ኣረጋጊፆም Desta Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ብቻይና "ዘይተሓሰበ መጥቃዕቲ" እንተተፈፂሙ ሃገሮም ንታይዋን ክትከላኸለላ ምዃና ደጊሞም ኣረጋጊፆም። ባይደን ምስ ሲቢኤስ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፥ ሓይልታት ኣሜሪካ ንታይዋን ክከላኸሉ እዮም ማለት ድዩ ተባሂሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ Desta Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ትምህርቲ ኢዩ ተኻይዱ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም Desta Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም። ግብፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ቱሪዝም ዓለም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ክኽበር እዩ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 13 ክሳብ 15 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ከተማ ኣሶሳ ክኽበር እዩ። ብብርኪ ዓለም ለኸ ንመበል 35 ዝኽበር መዓልቲ ቱሪዝም “ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ንቱሪዝም” ብዝብል መራሒ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ሽርሒ ዕዳጋ ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ዘኽእል ምርግጋእ ዕዳጋን ሽርሒ ዕዳጋን ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ። ግብረ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር ሽርሒ ኢኮኖሚ፣ ናህሪ ዋጋን ቀረብ ዕዳጋን ኣድሂቡ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገምጊሙ። በዚ ድማ ኣብ ሓድሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕ ንዝኾነ ግድብ ህዳሰ ደገፎም ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕን ሓበራዊ ሃፍትን ኩላትና ንዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም። ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ከይዲን እዋናዊ ኩነታተን እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምኒ ኩርናዕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድን…
ቢዝነስ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል ተሸለሙ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ኣገልግሎት ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል ተሸለሙ። ኣብ አፍሪካ እቲ ዝዓበየ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር ኣቕራቢ ጉጅለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ ሽልማት ኣብ ለንድን ኣብ ዝተኻደ ስነ-ስርዓት ተቐቢሎም።…