ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። መናእሰይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ይዛተዩ ኣለዉ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ህፁፅ ጉባኤ ዝዛመዱ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ኣኼባ ቀወምቲ ኮሚቴታት ማንነት፣ ምምሕዳር ወሰንን ህንፀት ሰላምን፣ ርክብ መንግስታት፣ ዴሞክራሲያዊ ሓድነትን ኣስተምህሮ ሕገ መንገስቲን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ፀዲቑ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ከምዝፀደቐ መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰለማዊ ኩነታት ንምፍታሕ ዝጀመሮ ፃዕሪ…
ቴክኖሎጂ መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ሰመር ካምፕ”ድሕንነት ሳይበር ተሳሊጡ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ብምኻን ዘሰናደአዎ መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ሰመር ካምፕ”ድሕንነት ሳይበር ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር…
ቢዝነስ መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ። እቲ ሓገዝ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸወን ኢዩ ተባሂሉ። ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ከምኡውን ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ናህሪ ዋጋ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያን ዩ ኤን ዲ ፒን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሮም Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ዩ ኤን ዲ ፒ)ን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳን ተወካሊ ዩ ኤን ዲ ፒ ኣብ ኢትዮጵያ ቱራን ሳላን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንክህሊ ወሳኒት ሃገር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሙሉ ሰለሞን ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ፣ ማእኸላይ ምብራቕን ላቲን ኣሜሪካን ዶክተር ክርስትያን ባክ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ሙሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ይረጋጋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላው ዝተረኸቡ ልምድታት ክሰፍሑ ይግባእ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢ ብምቑጣብን ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላውን ዝተረኸቡ ለምድታት ክሰፍሑ ይግባእ ተባሂሉ። ለውጢ ኣወዳድባ ኣብ ዝተገበረሎም ሚሲዮናት ዘድሃበ ገምጋማዊ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ኩሎም ኤምባሲታት፣…
ጥዕና ብዛዕባ ስትሮክ እንታይ ንፈልጥ? Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወቕዒ (ስትሮክ) ኣቐዲሙ ዝዀነ ዓይነት ምልክት ከየርኣየ ሃንደበት ከውድቐካ ኣዝዩ ዝኸፍአን ሓደገኛን ሕማም 'ዩ። ስትሮክ ብብርኪ ዓለም ኣብ ካልኣይ ዝስራዕ ቀታሊ ሕማም ከም ዝኾነ ዝሕብር ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 15 ሚልየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ፈልሲ ክትከል እዩ Desta Aug 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ንምትካል ዝዓለመ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት…