ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ-ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ገሊፀን።
ኢንጂነር ኣይሻ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ …