ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ቦርዲ መረፃ ንመበል ሓምሻይ ዝካየድ ከባብያዊ መረፃ ኣብ ማሕቖፍ ሕጊን ኣፈፃፅማን ዝገበሮ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐዚ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91 ሰባት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ኣፅዲቑ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ። ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምድጋፍ፣ ኢኮኖሚ ሃገርና ምስ ዕዳጋ ዓለም ዘለዎ ምትእስሳር ናብ ዝሓሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐጂ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊን ግቡኦም ንክሕግዝ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምምካት ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊ ግቡኦም ንክሕግዝ ዓለም ለኸ ጥምረት ትሓለቕቲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ምጥቃም ፍፁም ተቐባልነት ኣይብሉን-ሴናተር ማርክ ዋርነር Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ናይ ምጥቃም ሓደገኛ ኣካይዳ ፍፁም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣካቢ ሴናተር ጉዳያት ድሕንነት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ገሊፆም። እቶም ሴናተር፥ ጎንፂ ደው ብምባል ናብ ሰላማዊ መገዲ ምምላስ ይግባእ ኢሎም።…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ናይ ካፍ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ናይ መልሲ ግጥማ ክተካይድ ኢያ፡፡ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፈፃሚ ጉዳይ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ኢዩ – ምሁራን Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሄራዊ ሓድነትን ረብሓን ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ዝወሃቦ ልኡኽ ዘፈፅም ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ማይ ኣባይ ተፈጥሮኣዊ መሰላ ከይትጥቀም ዝደልዩ ባዕዳውያን ሸሪኽ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ – መንግስቲ Desta Sep 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ" ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ:: ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ህወሓት ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ነፂጉ በቢኣንፈቱ ብዝለኮሶን ሎሚ መዓልቲ እውን እናስፋሕፈሖ…