Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቦታት ሃይማኖት እቲ ጉባኤ “ቅድመ ኩነት ሰላም፣ ሰላም ጥራሕ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ሓዱሽ ዓመትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቦም።…

5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…

መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ካብ 26 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…

ደቡብ ሱዳን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ደቡብ ሱዳን ሃገሮም ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ፥ ምስ ምክልትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሰዳን ታባን ዴንግ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ድሕንነት ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ዝኾኑ ቱት…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት ንግዲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ-ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ ክብሉ ተወለድቲ ትግራይ ተዛሪቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ተጋሩ፥ ንትግራይ የውግን ኢየ ዝብል እቲ ጉጅለ ንሳልሳይ ግዘ ነህዝቢ ትግራይ…

ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ-ፖለቲከኛታት   

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ ክብሉ ፖለቲከኛታት ተዛሪቦም። እቶም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ፖለቲከኛታት፥ እቲ ተግባር ህወሓት ንዝውግነሉ ሀዝቢ እውን ዘለዎ ጭካነ ክሳብ…

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝዓፀወት ተገሊፁ። ከም ሓበሬታ ጋዝፕሮም፥ እቲ ዝተቛረፀ ኣቕርቦት ነዳዲ “በኖርድ ስትሪም1” መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ “ገና ስለዘድሊዮ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝበሎ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሃዋሳ፣ ድሬዳዋን ኣዳማን ኢዮም ተታሒዞም። ኣብ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ሉኡኻት ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ከልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዋይ ሉኡኻት ኣመራርሓ ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም። ኣይተ ሙስጤፌ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣባላት ፓርላማ ደቡብ…