ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደሴ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደብረ ብርሃን፣ ኮምቦልቻን ሃርቡን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ዘቕርቦ ፃውዒት ሰላምን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ዝድግፉ ሰለማዊ ሰልፍታት…
Uncategorized ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ-ብሄራዊ ባንኪ Desta Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ‘ዚ ባጀት ዓመት ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም። ኣይተ ማሞ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 11 ኣዋረሕ ብሄራዊ ባንኪ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላን፣ ባጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሞሃሙድ ድሪር። ብኣሰናዳኢነት እቲ ኮሚሽን፥ “ግደ ምሁራን ሃይማኖት ንዕዉትነት ሃገራው ዘተ” በዘብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ…
ቢዝነስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ እቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ናይቲ ትካል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ኣብታ ኣህጉር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝነጥፉ መዳርግቲ ኣካላት። ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ኣብ ናይጀሪያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተጀመረ ኢምፖርት ኤክስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተገበረ ዘተ ሓበራዊ ያታ ንምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ-ምሁራን Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምስ መንግስቲ ተቐራሪቦም ምዝታዮም ሓበራዊ ያታ ኣብ ምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምሁራን ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን። እቲ ዘተ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ልምዓት ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ብመረዳእታ ብምድጋፍ ንምቕራብ ናይ ኣሰራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ዝተመርሐ ትካል ሽልማት ብምዕዋት ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ጠሚተን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት ናይ ምዝዛም ቁርፀኝነት ዝረኣየሉ ግድብ መስኖ መገጭ… Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ ናይ መንግስቲ ፕሮጀክትታት ናብ ፍፃመ ናይ ምብቃዕ ቁርፀኝነት ብዘርእይ መገዲ ይካየድ ኣሎ። ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተዛተዩ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ከምኡወን ሞያተኛታት ርክብ ህዝቢ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኢትዮጵያ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ዓስራይ ፎረም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ስርዓት ሕጊ ባህላዊ ሜላ ኣፈታትሓ ጎነፅ ንምክታት ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግበኦም ስጉምቲታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ…