ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ተናዊሑ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዝገባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ። 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ስፓርት ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ። ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ረኺቦም Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ምምሕዳር ጉባኤ ዳያኑን ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ-ምሁራን Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። ተመራማሪ ማሕበራዊ ሳይንስን ፍልስፍናን ዶክተር ተሾመ ኣበራ፥ ማሕበራዊ ክብሪታትና ዝተሸርሸሩ ብስርዓተ ተምህርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ እቶም መምርሒታት ፖሊስ ፀገም ፀፅታ እታ ከተማ ኣብ ምቅላል ግደ ከምዝህልዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ- ፕ/ር መስፍን ኣርአያ Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነገራት ነቒስካ ብምውፃእ ብዘተ ኣብ ምፍታሕን ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅን ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ክብሉ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕ/ር መስፍን ኣርአያ ገሊፆም። እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘለውዎ ሃገራዊ ልኡኻት በዝምልከት ብንዛበ ዘጨብጥ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣብቲ ቀጣና ናይ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት ዋና ኣዛዚ ገሊፆም። ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳታት ጊዳ ኣያና፣ ኪረሙ፣ ኢበንቱ፣ ሃሮሊውን ሊሙን ከባቢ ኣብ ልዕሊ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም። እቲ ትካል ንምእጋድ ዝግበር ዘሎ ምድፍፋእ ደው ንክብል ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ በስልኪ ተዛቲዮም። ሚኒስቴር ፍትሒ ሩሲያ ቅርንጫፍ ኤጀንሲ ኣይሁድ…