Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ  ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ  ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ግዝኣት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ  ኣሲስ ላፍታግሪን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ዶክተር በሺርን ዓበይቲ ዓዲ…

ውሕመ ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ። ፍሉይ ኣተሓባባሪ ከይዲ ሰላም ማእኸላይ ምብራቕ ውሕመ ቶር ዌንስላንድ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ትማሊ ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዘተኣማምን…

ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። መርሃ ግብሪ ርኽክብ ጓሓፍ እተን ከተማታት ናብ ፍሪያት ንምቕያር ዘገልግል ማሽን መጥሓን…

ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት ኣፈፀምቲ ኣካላት፣ ፀብፃብ ላዕለዋይ ቤት ፈርዲን ዋና ኢዲተርን ከምኡውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015ን ካልኦት ኣዋጃትን መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ…

ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም። ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ  ምሕላው ዕውት ስራሕ ከምዝተስርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ  ምሕላው ዕውት ስራሕ ከምዝተስርሐ ላዕለዎት ኣመራርሣ ገሊፆም። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ኣብቲ ወርሒ መሰል  ብሰላም ምንባር ዜጋታት ኣብ ሓደጋ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ድሕንነት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቅድም ኢሎም ተለሊዮም ዝነበሩ ሃገራዊ ስግኣታት መሰረት ብምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዘጋጠሙ…

ንክረምታዊ ማእቶት ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክረምታዊ ማእቶት 2014/2015 ዓ.ም ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሶፊያ ካሳ ከምዝበልኡ፥ ፍሪያት ሕርሻ ንምስሳን ብፍላይ እታዎታት…

ዘይተፈንጀረ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ሩባ ኢጣልያ ጥሒሉ ንሓያሎ ዓመታት ከዘይተፈንጀረ ዝፀንሐ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ 450 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፥ ኣብ ገምገም እቲ ዝተፀንቀቐ ሩባ “ፖ” እዩ ብገፈፍቲ ዓሳ ተረኺቡ ተባሂሉ። ሰፊሕ ክፋላት…

42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርክ ህንፀቱ ብምዝዛም ሰብ ሃፍቲን ሰብ ውልቀ ኣልማዕቲን ብዝሓሸ ብርኪ ንምጥቃም ሙሉእ ምድላው ምዝዛሙ ተገሊፁ።…