Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ መጣየሺ ፈንድ ሓለዋ እግሪ ምትካል ብዕንቆት ብምዝታይ ግቡእ ምምዕርራይ ብምግባር ንውሳነ ናብ ቤት ም○ኽሪ እቲ ክልል መሪሑዎ። ብተወሳኺ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ። ኤን ፒ ኤስ ዘበናዊ ዱኽዒን ዩሪያን ደገፍ ዝተገበረሎም ሓረስቶት ኣብ ዞባ ማእኸል፣ ምብራቕን ደቡብን ተግራይ ንዝርከቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ደገፍ…

127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 21 ክሳብ 28 ሓምለ 2014 ዓ.ም ብዝገበሮ ወፍሪ እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 14 ሰባት እውን ኣብ…

ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሐዘላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሚኒስቴር ስራሕን…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ስጉምቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ “መትከል ሓንቲ ቻይና” ብምግሃስ ኣብ ታይዋን ምብፃሕ ምግባረን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን። ብተወሳኺ 69 ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዙ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ረዳት ኮሚሽነር ምርመራ ዳይሬክቶሬት ዝተፈላለዩን ዝተወደበቡን ገበናት ኣለማየሁ ኣያልቄ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ-ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። ፕሮፌሰር መስፍን አርኣያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣወዳድባ፣ ተግባርን ሓላፍነትን ዝውስን መምርሒ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ዝምልከት ዝተዛተየ እንትኸውን፥…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ድሌት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለገጣፎ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ዲቦራ ፋውንዴሽን ብ19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ድሌት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መሪቐነኦ። እቲ ቤት ትምህርቲ ውሱንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ኣባፅሕ ኣገልግሎት ዝህብ እዩ። እቲ ቤት ፅሕፈት…

ዝተፀንዐ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ክሳራ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፀንዐ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ክሳራ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዲኤታ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ አብ ዝሃበኦ መግለፂ እየን ነዚ ዝገለፃ። እተን…