ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ሓፈሻዊ ሃፍቲ ዕቋር ባንኪታት 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ብር በፂሑ-ዶ/ር ይናገር ደሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ሓፈሻዊ ሃፍቲ ዕቋር ባንኪታት 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ብር በፂሑ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶ/ር ይናገር ደሴ ገሊፆም።
ሴክተር ባንኪ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም።…