Fana: At a Speed of Life!

መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን። መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ከምዘሎ ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…

ብሜ/ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ምደባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ኣተሓባባሪ ኮማነድ ስት ፀፅታን ሜጀር ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ። እቲ ጊጅለ ኣብ ባይደዋ እንትበፅሕ ብዋና ኣዛዚ…

ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም፣ ሓመራርሓ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…

ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢንተርኔት ንሓቛፊ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፈተናታትን ዕድላት ኢንተርኔት ብዝምልከት ዝለዓሉ ሓሳባት ምይይጥ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ…

ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብምውካል ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ዝጠመተ ኢዩ። እቶም ጄኔራል መኮንን ኣብ ዓለም ለኸ…

ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ÷ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉሙዝ ዞባ መተከል ዞን ብምኻድ ኣተሓሕዛ ተሃነፅቲ ተዓዚቦም። ኣብቲ ቤት…

ብፍልጠት ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትምህርትን ፍልጠትን ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ  ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን መሪሕ…

ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ። እቲ ወተሃደራዊ ልምምደ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ምብፃሕ ስዒቡ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል  ብርሀኑ ጁላ በዓል መበል 95 ዓመት ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም፥ ሰራዊት ምክልኻል…