Fana: At a Speed of Life!

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ 8 ሕፁያት ተወዳደርቲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ሸሞንተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ከመዝቐረቡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ዓቃቢ ሰልፊ ብመሪሕነት ንምውድዳር ሕፁያት ኮይኖም ዝቐረቡ፥ ሪሺ ሱናክ፣ ሊዝ ትሩስ፣ ኬሚ ባዴኖች፣ ፔኒ ሞርዳውንት፣…

ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝበሎ፥ እቲ ስራሕቲ ምምላስ ካብ 21 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ እቶም ዝሓለፉ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ዝዛተ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈፀሙ ስራሕቲ እቲ ግብረን ዘጋጠሙ…

“ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግሪን ትራንስፖርት" ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን። እተን ተሽከርከርቲ "ግሪን ቴክ ኣፍሪካ" በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ኣፍረይት ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን…

 “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ብሓባር ብምኻን…

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከብ ሓይሊ ሰራዊት ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ሎሚ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ከምዝበሎ፥ እታ መርከብ ብዘይካ ፍቓድ መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ኣብ ዝርከባ ደሴታት ከባቢ ብወነና ኣቲያ። ኣፈኛ እዝ…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስቴር ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድን ሑሴን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ኮሚቴ…

ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል መዘክር ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ተርሚናል፥ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እንስሳት ብዝግባእ ናብ ወፃኢ ንክትልእኽ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዝሕግዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት…