Fana: At a Speed of Life!

ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ብድርቂ ነዝተጎድኡ ኣርባዕተ ክልላት ዝወሃብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እዚ ድማ በቲ ድርቂ ንሕፅረት ምግቢ ንዝተቓልዑ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ  ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ  ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት ገብረስላሴ ከምዝበልኡ÷  ክሳብ ሐዚ ምስ መራሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ ናብ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ናብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ 9 መስከረም 2015 ዓ.ም ናብ ዋና ከተማ ዮርዳኖስ፣ ኣማን በረራ ከምዝጅምር ትማሊ ምግላፁ ይዝከር። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ቻይና ዌይ ፌንጌ ኣብ መድረኽ ፎረም ሚኒስቴራት ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ዘመሓላለፍዎ ፅሑፋዊ መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ፥ ሓበራዊ…

ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ፃውዒት አቻቕሪቡ። “ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደ ዲያስፖራን ተመክሮ ካልኦት ሃገራትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ኣሜሪካ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ዮሴሚት ኣብ ፅግዓ ብሄራዊ ፓርክ  ልዑል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ ብቅልጡፍ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተገበረ ከምእዝኾነ ተገሊፁ። እቶም…

ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያያውያን ብሰላም…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ፊቸርበድ ኢንተርናሽናል ሊሚትድ  ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ። እቲ ዕድጊት ስምምዕነት ብዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ደገፍ ገንዘብ ዝተመቻቸወ ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም። ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝድምስስ ዘሎ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንምሕጋዝ ሰራዊት ምክኻል ሃገር ናብቲ…