ከባቢና መሕብኢ ግብረ ራዕዲታት ንከይኸውን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለፍ ኢና ክብሉ ነበርቲ ከተማ ሃሮሰባ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከባቢና መሕብኢ ግብረ ራዕዲታት ንከይኸውን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለፍ ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ቀሌም ወለካ ከተማ ሃሮሰባ ተዛሪቦም።
እቶም ነበርቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ብምጥማት ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛቲዮም።…